Home

ዘይምምእዛዝ

BookDisplay in Tigrinya

ሓንቲ ደረቐኛ ሓሰማ ንሓንቲ ሓረስተይቲ ኣይምእዘዝን ኢላ ኣበየታ። ኣብ መወዳእታ ግን መዘዙ ፈሪሓ ዝትኣዘዘቶ ፈፀመት።


Published by African Storybook  Licence: CC-BY-4.0