Home

እታ ዝሞተት ዕትሮ

BookDisplay in Tigrinya

ዓንደ ንእሽተይ ዑትሮ ነይርዎ ኮይኑ ግን ዓብይ ዑትሮ ክህልዎ ተመንዩ። እዚ ዓብይ ዑትሮ ንምርካብ ብዙሕ ሓሲቡ። ብዝሓሰቦ መሰረት ተሳኺዑሉ ዓብይ ዕትሮ ረኺቡ።


Published by African Storybook  Licence: CC-BY-4.0