Home

ነጎዳ ምስ ወዳ

BookDisplay in Tigrinya

ነጎዳ ምስ ወዳ ኣብ መሬት እዮም ይነብሩ ነይሮም። ብምኽያት ጥፍኣት ወዳ፣ ካብ ሰብ ርሒቖም ኣብ ሰማይ ክነብሩ ንጉስ ወሲንሎም።


Published by African Storybook  Licence: CC-BY-4.0