እንታይ ይሰርሑ ኣለው፣ ከመይ ይንቀሳቐሱ?
መን ምብራር ይኽእል? መንከ ኣይኽእልን?
ናይ ምዝማር ውህብቶኣ ተጠቒማ ንናፅነት ደቡብ አፍሪካ ብዛዕባ ዝተተቓለሰትሉ ንእሽተይ ጓል ኣነስተይቲ ዘገርም ታሪኽ፡፡
ፊሊስ ስፒራ ካብ ዓርባዕተ ዓመታ ጀሚራ ትስዕስዕ ነይራ፡፡ እቲ ነዊሕ ናይ ሳዕስዒት ሕይወታ ቀዳማይን ዳሕራይን ናይ ደቡብ አፍሪካ ፍልጥቲ ናይ ባሌት ሳዕሳዒት ንምኳን ኪዒላ አላ፡፡
ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ናይ ምትንፋስ ፀገም፣ ትከሳትን ሳዓልን ንኸርኣዮም ይገብር፡፡ ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ብዛዕብኡ እንታይ ከምዝሓስቡ ምፍላጥ የድሊ እዩ፡፡
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.