ፊሊስ ስፒራ ካብ ዓርባዕተ ዓመታ ጀሚራ ትስዕስዕ ነይራ፡፡ እቲ ነዊሕ ናይ ሳዕስዒት ሕይወታ ቀዳማይን ዳሕራይን ናይ ደቡብ አፍሪካ ፍልጥቲ ናይ ባሌት ሳዕሳዒት ንምኳን ኪዒላ አላ፡፡
ናይ ቕዱስ ፈገግታ ካብ ባዕልኻ እንተይቐነስካ ምክፋል ዝካኣል ነገር ምኳኑ ሎማዓንቲ ተማሂሩ፡፡
ባሴሳን ኩማሎ ናይ ቆንጆታት ንግስት ጥራሕ አይኮነትን፡፡ ፅባቐ ማለት ሩሕሩሕ ምኳን ከምዝኾነን ሰብ ምፍታው ከምዝኾነ አምሒራ እያ፡፡ ዝኾነ ዓይነት ሕልሚ እንተሓለወና ሓቦን ቖራፅነትን እንድሕር አለና ምስካዕ ከምንኽእል ካብአ ታሪክ ንማሓሪና፡፡
እዚ ናይ ሄለን መኮንን ፀልማት ንምስዓር ዝገበረቶ ፅዕረት ካብ ቅርፃቅርፅታታ ብጣዕሚ አብሊፃ ትፈትዎ አረጋዊውን ብልሁ ጉጉት ከምዝፃሓፎ፡፡
አብ ሓደ ንእሽተይ መንደር አይዳ ትባሃል ንይ ምንፋር ሕልሚ ዘለዋ ዶርሆ ነይራ፡፡ አብቲ ከባቢ ዘለዉ ካልኦት ዶርሖታት አደይ ብብማዓልቱ ትገብሮ ናይ ምንፋር ሙከራ ይስሕቑላ ነይሮም፡፡ ኮይኑ ግን ሓደ መዓልቲ ዝገረም አጋጣሚ አጓኒፉ……
ሲማ ሓደ መዓልቲ ነርስ ከኸውን እዩ ዝደሊ፣ ዝፈትዎ ፀዋታ ድማ ሕክምና ሕክምና እዩ ኣቡኡን መሓዙቱን ግን ኣይተቐበልዎን ሓሳቦም ክቕይሩ ዝገበሮም እንታይ እዩ?
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.