Your Email*
Your Message
Δ
መን ምብራር ይኽእል? መንከ ኣይኽእልን?
ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ናይ ምትንፋስ ፀገም፣ ትከሳትን ሳዓልን ንኸርኣዮም ይገብር፡፡ ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ብዛዕብኡ እንታይ ከምዝሓስቡ ምፍላጥ የድሊ እዩ፡፡
ሓደ እዋን ዳይኖሰራት ኣብዛ ዓለምና ይነብሩ ነይሮም፡፡ ንምካኑ አስማቶም መን ከምዝባሃሉ ትፈልጡ ዶ?
ብትርእዎ፣ ትስምዕዎ፣ትጨንዉዎም ነገራት ከምኡእዉንብስምዒታትኩምን ኩሉ ተሓጎሱ፡፡
ሳኒ እንስሳ ዘቤት ኣላታ ስማ ሱሪ ትበሃል ሓደ መዓልቲ ካብ ቤት ትምህርቲ ምስ ተመልሰት ኣብ ኩሉ ቦታ ደለያታ ንሱሪ ክትረኽባ ኣይኸኣለትን ኣብኩሉ ብምድላይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ደማሙትረክብ ፣ ዋላ ሓዲአን ሱሪ ግና ኣይኾናን ነታ እንስሳ ዘቤት ትረኽባዶ ትኸውን? ኣንቢብኩምርኸብዎ፡፡
እቲ ነብሪ ኣብ ጫካ/ዱር ክንቀሳቐስ ከሎ ኩሎም እንስሳትን ኣዕዋፋትን ይፈልጡ፡፡ እቲ ነብሪ ኣብ ጫካ/ዱር ክህሉ ከሎ ዘስምዎ ዝተፈላለየ ናይ መጠንቐቕታ ፃውዒት ስምዑ
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.