እንታይ ይሰርሑ ኣለው፣ ከመይ ይንቀሳቐሱ?
ቦራ ናቪ ዝገበሮ ምግባር ትኽእል ፡፡ ክልቲኦም ተመሳሳሊ ነገር ምግባር ይኽእሉ፡፡
እማማ ደቒሳ እያ፣ ስለዚ እዛ ጎበዝ ቆልዓ እዚኣ ክዳን ባዕላ ንምኽዳን ወሲና፡፡
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.