መን ምብራር ይኽእል? መንከ ኣይኽእልን?
ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ናይ ምትንፋስ ፀገም፣ ትከሳትን ሳዓልን ንኸርኣዮም ይገብር፡፡ ናይ ኮሮና ቫይረስ ሰባት ብዛዕብኡ እንታይ ከምዝሓስቡ ምፍላጥ የድሊ እዩ፡፡
ሓደ እዋን ዳይኖሰራት ኣብዛ ዓለምና ይነብሩ ነይሮም፡፡ ንምካኑ አስማቶም መን ከምዝባሃሉ ትፈልጡ ዶ?
ትራክተር ኣብ ዝሓመመሉ እዋን ሙሓዝቱ ክረድእዎ ይመፁ
ብትርእዎ፣ ትስምዕዎ፣ትጨንዉዎም ነገራት ከምኡእዉንብስምዒታትኩምን ኩሉ ተሓጎሱ፡፡
እቲ ነብሪ ኣብ ጫካ/ዱር ክንቀሳቐስ ከሎ ኩሎም እንስሳትን ኣዕዋፋትን ይፈልጡ፡፡ እቲ ነብሪ ኣብ ጫካ/ዱር ክህሉ ከሎ ዘስምዎ ዝተፈላለየ ናይ መጠንቐቕታ ፃውዒት ስምዑ
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.