Select books by level
እዚ ሓጋዛይ መፅሓፍ ንባብ፣ ካብ ዩ.ኤስ.ኤ.ኣይ.ዲ. (USAID) ካብ ዝተረኸበ ገንዘባዊ ሓገዝ ብፓክት ኢትዮጵያን (PACT Ethiopia) ብቢሮ ትምህርቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ሓበራዊ ምትሕግጋዝ ተዳሊዉ፣ ብሴቭ ዘ ቺልድረንን (Save the Children) ብሚኒስቴር ትምህርትን ድማ ተመሓይሹ ተሓቲሙ።
እዚ ታሪኽ ብዛዕባ ክልተ ተጨወዩ ቆልዑ እዩ። እቶም ቆልዑ ሓደጋ ኣብ ዘለዎ ጉዕዞ ኣትዮም ነይሮም፤ ኣብ መወዳእታ ግን ድሒኖም።
ማንቲለ ንተኹላ ካብ ከቢድ ፀገም ኣድሒንዎ። ተኹላ ግን ክንዲ ንማንቲለ ኣመስጊኑ ዝሽልሞ ቓሉ ዓፀፈ።
ብዛዕባ ዕርክነትን፣ ካብ ጉንቦ መሸላ ዝተረኸበ ትርፍን ተዘንቱ መስሓቒት ነበረያነበረ።
By navigating this website, you agree to the storing of cookies on your device to enhance site navigation and analyze site usage.